Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን እቲ ኮሚሽን ግርማ ገላን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ኣይትፍፅምን – ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ከምዘይትፍፅም ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ(መዓስከር) ንምህናፅ ዘኽእል…

ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኮቪድ 19 ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 ፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምግፋሕ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ብተወሳኺ ምቁፅፃርን ምክልኻልን እቲ ሕማም ኣመልኪቶም ኣብ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ዘጋጥሙ ዘለዉ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 141 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

“ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂባ” ብዝብል ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ- ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂቡ ብዝብል ኣብዚ ሰሙን ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ትሕብብርን ጉዳያት ወፃኢን እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥…

ስትራቴጂ ሞተር ኣልቦ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ሞተር ኣልቦ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዕላዊ ገይረንኦ። እቲ ስትራቴጂ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ንምምሕያሽን ኩለመዳይ ልምዓት ንምርግጋፅን ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝሰርሑ 65 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 49 ሰብ ሞያታትን 16 ሓገዝ ወሃብቲ ሰራሕተኛታትን ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊጠን። እቶም ሰብ ሞያታት መብዛሕተኦም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና እናሰርሑ…

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ኣብ ምቕፃል ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ቀንዲ ዛዕባ እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 120 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም…

ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ብዕሊ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 እናተቓለስና ዋላ እንተኾንና፤ ሓሙሽተ ቢሊየን ፈልሲታት…