Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሽሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም…
ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ብበፃሕቲ ከብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ክትከውን ኢያ – መፅሄት ፎርብስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንበፃሕቲ ካብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ከምትትከውን መፅሄት ፎርብስ ተንቢዩ።
እቲ መፅሄት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዘፈር ሪዝም ብልዑል ብርኪ ከምዝተጎድአ ኣፍሊጡ።
ምስ እዚ ተተሓሒዙ ድማ ሃገራት…
ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ዘካይዶ ዝነበረ ኣኼብኡ ዛዚሙ።
ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ መግለፂ ኣውፂኡ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣…
መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣቢሉ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ “ካብ ታሪኽና እንታይ ንመሃር? ብኸመይ ብስነ ልቦና ንጠንክር?” ብዝብል ርእሲ ኢዩ እናተካየደ ዝርከብ።
ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያታት ዘጋጠሙ ፀገማት ምፍታሕ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ።
እቲ ምርመራታት ብኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ከምኡ ድማ ብዩንቨርሲቲ ኣክሱም እዩ ዝካየድ ዘሎ።…
ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 95 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ካብ’ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 94…
ኣብ ትግራይ ንምትካል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብ“ጂፒኤስ” ብምፍላይ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ እዋን ክረምቲ ንዝትከል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘመናዊ መሳርሒ “ጂፒኤስ” ናይ ምፍላይ ስራሕቲ ወሲኹ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተወገኑ ቢሮ ልምዓት ገፀርን ሕርሻን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኣጠቓቕማ ልምዓት…
ምርጫ ብዝምልከት ንዝቐረበ ሕቶ ዝተውሃበ ውሳነ ሓሳብ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ምፅራይ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ምርጫ ብእዋኑ ክካየድ ዘይምኽኣሉ ከምኡ'ውን ዘበን ስራሕ ኣብያተ ምኽሪን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ኣመልኪቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝቐረበሉ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ…
400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ትማሊ ተመሪቖም።
ቁፅሪ እቶም ፕሮጀክትታት 48 እንትኾኑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣተሓባባሪት ክላስተር ኢኮኖሚን ክልል ኦሮሚያ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝተረኸባሉ…
ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ ግ21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ገፀር ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ…