Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም።   ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…

ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ጎንፂታት ምክልኻልን ከምዝድግፍ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ልኡኽ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣኼባ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ኣባል ዝኾነትሉ ኣብ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም 2025 ዓ.ም.ፈ ዓመታዊ ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ኣኼባ እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ቻይና ሆንግ ኮንግ ከተማ እዩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሓላፊት…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ዕቋር ባንኪታት ከምዘዕበየ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢን ዓቕሚ ዕቋርን ባንኪታት ከምዘዕበየ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም፡፡ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዕዉት ሃገራዊ ለውጢ ፖሊሲ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣይተ ኣቤ÷ ዕዳጋ…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል 2.ሓገዚ ኮሚሽነር…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017/18 ዓ.ም ዘበን ፍርያት እታዎት ዝኸውን ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንፍርያት እቲ ዘበን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ወይ ድማ…

ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታ ቱሪዝም ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝተኻየደ÷ ኣኼባ እቲ ፌዴሬሽን ተቐባሊነት ምርካባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ…

ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…

ኢትዮጵያን ፋኦን ኣብ ስርዓተ ምግቢን ሕርሻን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣብ ትካል ምግቢ ዓለም ዳይሬክተር ምግቢን ሕርሻን ዴቪድ ላቦርድ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ብሄራዊ ስትራቴጂ ምግቢ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኣሰራርሓ ትካል ምግቢ ዓለም ብምውዳድ ብሓባር…