Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ተዛትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ምዝታዩ ኣፍሊጡ።
እቲ ዘተ ኣብ ማንዋል መፈፀሚ ዘይሻራዊ ጉጅለ ኣማኻሪን ፕሮግራም ብሄራዊ ገባሪ ሰናይ ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዘድሃበ ምዃኑ ተግሊፁ።
ሚኒስትር ሰላም…
ኣብ ትግራይ ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ትኹረት ተገይሩ ክስራሕ ኣለዎ ተባሂሉ
ኣዲስ አበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉደያት ማሕበራዊ ገሊፁ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሽድሽተ ኣዋርሕ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገምጊሙ።
ብመሰረት እዚ…
ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክሳለጥ ዝፀንሐ ዘተ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክሳለጥ ዝፀንሐ ዘተ ብዝሓሸ ውፅኢት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰለስቲአን ሃገራትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዋሽንግተን የሳልጥዎ ምስ ዘለዉ መድረኽ…
ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ምስ መስራቲ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ኣልማዝ መኮንን ምስ መስራቲ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ዶክተር ኦክ ሶ ፓርክ ተዛትየን።
እተን ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ ዘተአን፥ ብሄራዊ ፕግራም ግልጋሎት ገባሪ ሰናይ ብምድላው መናእሰይ ተረባሕቲ እቲ ፕሮግራም ንምግባር…
ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዘሰልጠኖም ኣባላት ኣመራርሓታት ዳይሬክቶሬት ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዘሰልጠኖም ኣባላት ኣመራርሓታት ዳይሬክቶሬት ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ኣመሪቑ።
እቲ ስልጠና ንሓደሽቲን ነባራትን ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኮሚስን ፖሊሽ ፌዴራል ዓውዲ ምክልኻል ገበንን ዳይሬክቶሬት ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ዝተውሃበ ኢዩ።…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ኣሕመድ ቱሳ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ኣቕርቦትን ምክፍፋልን ነዳዲን ውፅኢት ነዳዲን
ኣይተ ወልደኣብ ደምሴ- ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ዓለም ለኸ ኮሚቴ…
ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ 7 ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 10 ከባቢ ፒያሳ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ሽውዓተ ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።
ሎሚ መዓልቲ 4 ሰዓትን 40 ደቒቓን ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ሹቓትንግዲ ቃፀሎ ዝበፅሐ እንትኸውን፥…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
ብብርኪ ከተማ መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ናይ ክብሪ ጋሻ…