Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ገመድ ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብረት ኢትዮ-ቴሌኮም ዝኾኑ ናይ ስልኪ ገመዳት ብምስራቕ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሎም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ካብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቶም ዝወፅኡ ገመዳት ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ክልተ ተጠርጠርቲ፥ ኣብ ክፍለ…
ብኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቲ ዑደት ኣብ ክልል ዓፋር መስሕባት ቱሪዝም ንምፍላጥን ቁፅሪ ፍሰት ዑደተኛታት ንምውሳኽ…
ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን ሓይሊ ኤሌክተሪክ መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሲቪል መሃንዲስ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ዳዊት ይብጌታ…
ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳር ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 26 ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳር ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2012 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብሓደጋ መገዲ ትራፊክ ኣብ መዓልቲ ህይወት 13 ሰባት ይሓልፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ድሕንነት መገዲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ ዳህሳስ መፅናዕቲ መሰረት ብምግባር ዎርክሾፕ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ወይዘሮ ሙሉ ገብረእግዚአብሔር ሓዊሱ ካልኦት እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም መዳርግቲ ካላት ተረኺቦም።…
ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ጅግጅጋ ዝርከብ ማእኸል እግሪ ምትካል ጉድኣት ኣካል ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል እግሪ ምትካል ጉድኣት ኣካል ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብጅግጅጋ ኣቢሎም ዝጀመሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ…
ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሽንግተን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፍሉ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ እተን ሃገራት ቅድመ ሐዚ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ እተን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት…
ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናዥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደፈት ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም።
ቲቦር ናዥ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሮም ዘሳልጥዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ማእኸላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኢዩ።
እቶም ሓጋዚ ፀሓፊ…
ኣብ ትግራይ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ዘዘዋወሩ ሰባት ክሳብ 5 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ቤት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ወሲኑ።
ኣዛዚ ፖሊስ እታከተማ ኢንስፔክተር ገብረሚካኤል ገብረስላሴ ንግዜኢ ከም ዝገለፁዎ፥ እቶም ቅፅዓት…
ሓደጋ ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ፌዴሪኢ ሓደጋታት ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ።
እቲ ኮሚሽን ምስ ምንካይ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDRR)ን…