Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ።
“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…
ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት መደባት ለካቲት ብዝምልከት ይግምግም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት፥ ክሳብ ሕዚ ዝተፈፀሙን ቀፃሊ ትኹረት ዘድልዮምን መደባት ኣመልኪቱ ብዕምቆት ይግምግም ምህላዉ ኣካቢ እቲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም።
ዓብዪ ኮሚቴ 11 ለካቲት ክሳብ…
ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም
ኣዲስ አበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ከተማ ሰበታ ተታሒዞም።
ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ከተማ ምምሕዳር ሰበታ ከም ዘመላኸቶ፥ እቶም ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ክተሓዙ ዝኸኣሉ ካብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራ ነበርቲ ንምቕያር ዓሊሙ ንዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ከምዝንእድ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራ ነበርቲ ንምቕያር ዓሊሙ ንዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ከምዝንእድ ገሊፁ።
ብኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝምርሑ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ ምስ ዓለም ለኸ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብጅግጅጋ ኣቢሎም ጀሚሮም።
ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ ሞሓመድ ምስ ዓለም ለኸ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ደቡብ ኣፍሪካ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም
አዲስ አበባ፣ ጥር 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊን ዲፕሎማሲ ዜጋታትን ኣድሂቦም ዕዉት ስራሕ…
ካባና ወፃኢ ዘሎ ፅለኣት ቅድሚ ምስዓርና ኣብ ውሽጥና ዘሎ ቂምን በቐልን ክነውግድ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ስታዲየም ኢምፔሪያል ዎንደረርስ ተረኺቦም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሽንግተን ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሖም።
እቲ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣሜሪካ ዘሳልጥዎ መድረኽ ዘተ፥ እተን ሃገራት…
ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ዝበዓል ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ።
እቲ ብዓል ኩሉ ትግራዋይ ዝተዓደመሉን ንዘይምትራፍ ክውስነሉ ዝግባእን ኢዩ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም።…
ሓድነት ህዝቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሓዳር ክልቲአን ክልላት ገሊፆም
#ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓድነት ህዝቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሓዳር ክልቲአን ክልላት ገሊፆም።
ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ክልላት ንምምዓባል ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል…