Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካልኣይ ሃገር ለኸ ኤግዚቪሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይ ገጠር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ ኤግዚቪሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይ ገጠር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኤግዚቪሽን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሣው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኦርጌሳ ከምኡ እውን ካብ ኩለን…
ፓርቲ ብልፅና ብስምዒት ፓን ኣፍሪካ ንዕቤት ኣፍሪካ ምስ ኤ ኤን ሲ ተሓጋጊዙ ንምስራሕ ቁርፀኛ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 108 ዓመት ክብረ በዓል ምጥያሽ ብሄራዊ ፓርቲ ኮንግረስ ኣፍሪካ(ኤ ኤን ሲ) ተኻፊሎም።
እቲ ዓመት በዓል ኣብ ከተማ ኪምበርሊ ዝተሳለጠ…
ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 397 ሰብ ሞያ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 392 ሰብ ሞያ ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቶም ሰልጠንቲ ብሞያታት ሜዲሲን፣ ሕክምና ስኒ፣ ነርሲንግ፣ ባዮ ሜዲካል፣ ሚድዋይፍሪ፣ ፓብሊክ ሄልዝ ሓዊሱ ብሳልሳይ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም።
እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዓውዲ ንግዲ፣ ሙያ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ምስ ዝተወከሉ…
ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ።
እቶም ተምሃሮ ሰለማዊ ስርዓት ምምሃር ምስትምሃር ንክህወኽ ኣብ ምግባር ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበሩ ከምዝፀንሑ እቲ ዩንቨርስቲ ሓቢሩ።
ህልውና እቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ንወልፊ ዘቃልዑ ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ኣለዉ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝህውኹን ተምሃሮ ንወልፊ ክቃልዑ ዝገብሩን ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ምህላዎም ነበርቲ ገሊፆም።
ርእይቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሉዎ፥…
ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው ተክለማርያም ተዛሪቦም
እቶም ኣምባሳደር ምስ…
ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዙርያ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ክትከሉ ዝግበኦም ማሽናት ስራሕ ንምጅማር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምምፅኡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ጣቢያታት ፍተሻ…
ማላዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ከምትደሊ ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚደንት ማላዊ ፕሮፌሰር ፒተር ሙታሪካ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ናብ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክዓቢ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም።
ፕሮፌሰር ሙታሪካ፥ መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ብምግባር በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኮይኖም ናይ ዝተሾሙ…
ኣብ ከተማ መቐለ ልዕሊ 65 ኪሎ ሜትሮ ፅሬቱ ዝሓለወ መገዲ ኣስፋልት ይህነፅ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ዝሳለጡ ዘለዉ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ብእዋኑ ተዛዚሞም ኣገልግሎት ንኽህቡ ካብ ግብሪ ዝኽፈል ገንዘብ ብኣግባቡ ክእከብ ከምዝግባእ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ፀዊዑ።
ኣብ ምእካብ ግብሪ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ትማሊ ተሳሊጡ።…