Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምፍታሕ ኣብ ዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ስጉምቲ ዝተወሰደ ካብ ዓማዊል ብዝቐረቡ ብልሹዋት…

ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ሎሚ ዕለት ተኸፊቱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ነቲ ዓዉደ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ባህርዳር ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲታት ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ ኣብ ባህርዳር መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝፍፀም ጉሕለት እናነከየ ምኳኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊ ፖሎታት ሓፂን ዝፍፀሙ ገበናት ጉሕለት ንምክልኻል ዝተሰርሐ ስራሕ ዉፅኢት እናምፀአ ምኳኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡   ሓላፊ ቢሮ ክትትል፣ ቁፅፅርን ደሕንነትን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እቲ…

መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢፌዴሪ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ምኒልክ…

302 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝነበሩ 302 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ 4 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ክሳብ ሕዚ 91 ሺሕን 420 ኢትዮጵያዊያን ናብ…

መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ መዕደሊ ናዳዲታትን ኩባንያታትን ኣብ ውፅኢታት ነዳዲ ብመሰረት መምርሒን ኣዋጅን ዕድጊት ነዳዲ ነቲ ውሳነ መንግስቲ…

ዶብ ሃገር ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ጠጠው ክንብል ኢና – ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላም ህዝቢን ዶብ ሃገርን ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ክንከውን ኢና ክብሉ ኣዛዚ እዚ ማእኸላዊ ዳሎል ሰራዊት ምክልኽል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ኣፍሊጦም፡፡ እዚ ማእኸላዊ ዳሎል መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ…

ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ማእኸል ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ስርዓት ንግዲ ብምትእስሳር ምስ ካሊእ ዓለም ተወዳዳራይነቶ ንኽውስኽ…

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ዲስ አኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ዝሃበ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓዘት ዓድዋ ይኽበር…