Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ተሓርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ከምዝተመረፀት ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ማእኸል ስልጠና ኣህጉር ኣፍሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንምምፃእ እናገበሮ ዝነበረ ፃዕሪ ብትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም…

ራኢ ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ንኣዲስ ኣበባ ብኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን እንግዶት ኩነት ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና ምርኣይ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራኢ ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ንኣዲስ ኣበባ ብኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን እንግዶት ኩነት ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና ምርኣይ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ፥ “እዚ ዓብዪ ጉዕዞ ብዕሊ…

በዓል ዓወት ዓድዋ እነኽብሮ ናይቲ ዓወት ከስቢ ብመዳይ ልምዓትን ሰላምን ንምድጋም ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ዲስ አኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ዓወት ዓድዋ እነኽብሮ ናይቲ ዓወት ከስቢ ብመዳይ ልምዓትን ሰላምን ንምድጋም ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 129 በዓል ዓወት…

ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ህዝበ ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር…

ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከምዘካየደ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ኣብቲ ኣኼባ ኣገልግሎት መንግስቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ፖርቶ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖርቱጋላዊት ከተማ ፖርቶ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልቲ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ካብ 9 ሓምለ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ምጅማሩ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከባቢ ሃብተጊዮርጊስ ድልድል ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዘጋጠመ ጉድኣት ተመልኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ከባቢ ሃብተጊዮርጊስ ድልድል ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዘጋጠመ ጉድኣት ተመልኪተን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 10፡35 ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 6 ከባቢ ሃብተጊዮርጊስ ድልድል ኣብ መንበሪ…

ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝኽሪ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መበል 129 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ 23 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት…

ግድብ ህዳሰ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድኽነት ዝተጎናፀፈቶ ዳግማይ ዓድዋ ምኳኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድኽነት ዝተጎናፀቶ ዳግማይ ዓድዋ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ እቲ ግድብ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት “ንመበል 129 ዓወት ዓድዋ እንኳዕ ኣብፀሐኩም” ብምባል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት…

ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ

ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣማኻሪ ዘፈር ብሄራዊ ድሕንነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዴኤታ ቀንኣ ያደታ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ክትትልን…