Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፉ ቃልስና ነሕይል – ኣይተ ጌታቸው ረዳ       

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)አይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፍ ዝግበር ቃልሲ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ንክልተ ዓመት ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…

ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዘሎ  ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል እምነት ብብዙሓት ኣካላት ዝተኣመነ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ርኽክብ…

ኣቦታት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቐንዲ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ፀለቶም ይኹን ኣብ ዘረበኦም ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቀንዲ ተግባሮም ክኸውን ከምዝግባእ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ጉባኤ ዘሰናድኦ ኮንፈረንስ ሰላም÷”ሃይማኖት ንሰላም፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓሊ የሱፍ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ ሎሚ ንጉሆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ…

ተፋሰሳት ንምሕላው ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፋሰሶች ንክሌማዊ ለውጢ ተቓላዕቲ ብምዃኖም ንምሕላውን ንምክንኻንን ዝተዋደደ ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገንዚቡ፡፡ ኣብ ሓሙሽተ ተፋሰሳት ዝትግበር “ብራይት” ዝተብሃለ ፕሮጀክት ምሕደራ ዝተዋደደ ተፋሰስ መርሃ ግብሪ ምጅማር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፍርያት ፎረም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ካልኦት ኣመራርሓን ዝተሳተፉሉ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፎረም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እቲ ፎረም ብኣተሓባበሪነት ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ…

ኣብ ጎቦታት ሰሜን ቁፅሪ ዋልያታት ንምዕባይ ዝዓለመ ትልሚ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዝርከቡ ዋልያታት (ኣይቤክስ) ቁፅሮም ናብ 600 ንምዕባይ ዘኽእል ስትራቴጅክ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ስትራቴጂክ ትልሚ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፤ ዋና ዳይሬክተር በዓል…

እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡ ኣቲ ዘተ…