Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ዶክተር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም፥ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምፍልላይን ምክፍፋልን ዝጠፍአሉ፤ ሰብን እግዚኣብሄርን፣ ሰማይን…
ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ንሃገሮም ሰላምን ምርግጋዕን ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ኣብ ሰላምን ምርግጋዕን ሃገሮም ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም።
በዓል ልደት እንትነኽብር ንዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ እውን እቶም መራሕቲ ሃይማኖት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ኣሳሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ኣሳሊጠን።
እተን ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሕዚ ኣብቲ ፓርክ ተደጋጋሚ ዑደት ዘካየዳ እንትኾና፥ ኣብ ናይ ሎሚ መዓል ዑደተን በቢግዚኡ ሓደሽቲ ነገራት እናተወሰኹሉ ከምዝኾነ ምዕዛበን ገሊፀን።…
ፖሊስ ንበዓል ልደት እኹል ምድላው ምግባሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ሚዲያን እቲ ኮሚሽን ዋና ኢንስፔክተር ማርቆስ ታደሰ ንጣቢያና ከምዝገለፁዎ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲሰ ኣበባ ንበዓል ልደት ኣድላዪ ዘበለ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ከተማ ያቤሎ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ትርከብ ከተማ ያቤሎ ምስ ዝርከቡ ነበርቲ ተዛትዮም።
ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ዘለዎም ናይ ፍቕሪን ሰላምን ባህሊ ብሓድነት ኣፅኒዖም ንኢኮኖሚያዊን…
ሃያሉ ጎደፋይ ኣቦ መንበር ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብምዃን ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃያሉ ጎደፋይ ኣቦ መንበር ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት)ብምዃን ተመሪፁ።
ኣሉላ ሃይሉ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ብምዃን ከምዝተመረፀ ተገሊፁ።
ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፥ ዝሓለፉ ቀዳመ ሰንበት መስራቲ ጉባኤኡ ብምክያድ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን120 ነበርቲ 25 መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን120 ነበርቲ 25 መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ።
እቶም መንበሪ ኣባይቲ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆሰስ ፍሉይ ሽሙ ጨርቆስ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ኣፀጋሚ ናብራ ንዝነበሩ ዓቕሚ ዘይብሎም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ናብ ዞባ ቦረና ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም።
ኣብ ከተማ ያቤሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይርሎም።
ኣብቲ ጉዕዞ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
መግለፂ ቅዋም ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት
ኣብ ታሪኽ ውድብና ንፈለማ ግዜ ካብ ታሕሳስ 25 ክሳብ 26 /2012 ዓ/ም ንተኸታታሊ ክልተ ማዓልቲ ''ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን '' ብዝብል መሪሕ ቃል ዘካየድናዮ ታሪኻዊ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። ከምቶም ሕሉፋት ጉባኤታትና ህፁፅ ጉባኤና ‘ውን ንህልው መድረኽ ብዝግባእ ገምጊሙ ቀፃሊ…
ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቤትፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ስነስርዓት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት፣ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ትካላትን ብኽብሪ…