Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 30 ሃገራት ዝገብሮ በረራ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣቋሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 30 ሃገራት ዝገብሮ በረራ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምቁራፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ ዝኾነ ይኹን ሃገር ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ መገደኛታት ን14 መዓልቲታት ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ…
ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምስ ዝተረኸቦ ጃፓናዊ ውልቀ ሰብ ርክብ ምስ ዝነበሮም ሰባት ተራኺቡ ዝነበረን ትማሊ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምስ ዝረተረኸቦ ጃፓናዊ ውልቀ ሰብ ርክብ ምስ ዝነበሮም ሰባት ተራኺቡ ዝነበረን ትማሊ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሉን ጋዜጠኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኑ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሺሻ እናትከኹ ዝተረኸቡ 150 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ፀባብ ገዛ ተኣኪቦም ሺሻ እናትከኹ ዝተረኸቡ 150 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣፍሊጡ።
ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምቁፅፃር ኣናተገበረ ኣብ ዝርከብ ሰፊሕ ፃዕሪ፥ ስግኣት…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብር 20 ሚሊየን ሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብር 20 ሚሊየን ሰሊዑ።
ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ዶክተር መሸሻ ሸዋረጋ፥ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ምስ ፌዴሬሽናት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሒን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዝተፈላለያ ሆስፒላት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ጠየቕቲ ከየኣትዉ ከልኪለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዝተፈላለያ ሆስፒላት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋትን ድሕንነት ተሓከምቲ ንምሕላውን ብዝብል ዝተፈላለዩ ውሳነታት እናመሓላለፋ ይርከባ።
ኮሌጅ ሕክምና ሆስፒታል ሚሊኒየም ቅዱስ ጳውሎስ ድሕንነት ተገልገልቲ ንምሕላው ብዝብል ኣብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ 767 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ 767 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ገሊፁ።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ-19 ኣብታ ከተማ ምእታዉ ስዒቡ ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋን ፀገም ቀረብን ከይፍጠር ብዝብል…
ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ንኸተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ግልጋሎት ስራሕቲ ጥዕና እትውዕል ኣምቡላንስ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ንኸተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ግልጋሎት ስራሕቲ ጥዕና እትውዕል ሓንቲ ኣምቡላንስ ሓገዝ ገይሩ።
ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም ተጠባባቂ ፕረዚዳንት ዝኾኑ ዶክተር ኪሮስ ጉዑሽ ከም ዝበልዎ፥ እቲ ሂያብ ሕዚ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሓድሽ ሕማም ቫይረስ…
መንግስቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ከሕድሮ ዝኽእል ፅዕንቶ ብምፍላይ ዝከኣል ኩሉ ንምግባር ምንስቓስ ጀሚሩ ኣሎ – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ከሕድሮ ዝኽእል ጭቡጥ ጉድኣት ብምፍላይ ዝከኣል ኩሉ ንምግባር ምንስቓስ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ፌስቡክ ገፆም ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓደ ወዲ 44 ዓመት ጃፓናዊ፣ ሓደ ወዲ 85 ዓመት ኢትዮጲያዊን ወዲ 39 ዓመት ኣውስትራሊያዊን ብዝተገበረሎም ክትትል ሕክምናን ምርመራ ላቮራቶሪን…
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሽሕን 200 ኪሎ ሜትሮ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኮንስትራክሽንን መገድን መጉዓዝያን ክልል ትግራይ 1 ሽሕን 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣስፋልት ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣስፋልት ኣብ 3 ዓመት ዝዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ወልደኣማንኤል…