Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዓሊሙ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዓሊሙ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ተዛዚሙ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላምን ጉባኤ መማኽርቲ ዓበይቲ ዓዲ ኢትዮጵያን ምስ ጀስትስ ፎር ኦል ፕሪዝን ፌሎሽፕ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ተሰናዲኡ…

ኢ/ር ታከለ ኡማ ኣብ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ዝውሰድ ስጉምቲ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ዝውሰድ ስጉምቲ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ብዝምልከት ዝተገበረ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊዳሚ ፍሉይ ስሙ ቡልቡል ኣብ ዝበሃል ከባቢ ብዝበፅሐ ሓደጋ መኪና 12 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ቀትሪ ኣስታት 5 ሰዓት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ካብ ነቀምቴ ናብ ጊዳሚ እትጓዓዝ…

ኣኼባ ቤት ምኽሪ ምስንዳእን ትግበራን ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ቤት ምኽሪ ምስንዳእን ትግበራን  ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ምስንዳእን ትግበራን ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ፤ ከምኡ እውን ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ቀሪቡ ዘተ ተገይሩሉ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ወሰን ሩባ ሸገር ዑደት ኣካይዶም። ኣብ'ቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት 2020 ፈረንጂ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምእታው ሓዱሽ ዓመት 2020 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣመልኪቶም ንማሕበረሰብ ዓለምን ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ካቢኔ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ዞባ ባሌ ከምባሓዱሽ ናብ ኽልተ ዞባታት ይጣየሽ ብዝብልን ካልኦት ኣብ ዛዕባታትን ብምዝታይ  ውሳነ ብምምሓልላፍ…

ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክትር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ተዛትዮም። ዶክተር ሙላቱ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብን ላዓለዋይ ሓላዊ ክልቲአን ቅዱሳት መሳጊድ ንጉስ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ኣብ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤድዋርድ ዞለሳ ማካያ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም። ኣይተ ገዱ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ባዕዳዊ…

ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ሰርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ዘፈር ውልቀን ሃገራዊ ሰብ ሃፍትን ናይ ምጥንኻር ስራሕ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስዝርከቡ…