Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣወፍዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብምስፋይ ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ብናፃ ከምዘወፈየ ገሊፁ።
ኣብ መቐለ ዝርከብ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት፥ እቲ ብብርኪ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ…
ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሮም ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ምጅማሮም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር እም በረራታት ብምቁራፆም ዓማዊል ምንግልታዕ ከምዘጋጠሞም ገሊፁ።
ይኹን እምበር ኣብዚ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ሺሕ ሊትሮ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ይከፋፈል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ኣብኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከባ ፋርማሲታት ከነማ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ዝርገሕኡ ንምዕጋት እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ቅድመ…
ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ዝጀመሮ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ከምዝጀመሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳ ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።
ቀዳማይ ምዕራፍ ግድብ ገረብ ግባ ተዛዚሙ ስነ-ስርዓት…
ኣይተ ነብዩ ስሑል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ነብዩ ስሑል ሚካኤል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም።
ኣተሓባባሪ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣወሉ ኣብዲን ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።
ኣብቲ ዝተውሃበ መግለፂ፥…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…
ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋናን መስራቲን ኩባኒያ ኣሊ ባባ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ።
እቲ ደገፍ 54 ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ንዝገብርኡ ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ጃክ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን።
ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…
ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ንተገልገልቲ መሕፀቢ ኢድ ከቕርባ ኢየን – ኢ/ር ታከለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ግልጋሎት ኣውቶብስ ኣንበሳን ሸገርን ፅሬት ተሳፈርቲ ንምሕላው ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንመሕፀቢ ኢድ ዝኸውን ኣለኮል ከምዘቕርባ ምክትል ከንቲቫ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
ገናሕቲ መኪና ናይተን ትካላት ናይ ኢድ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ 28 ቋንቋታት ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ከምዘንፀላለዎም ተገሊፁ።
ኣብ ፖሊሲ ቋንቋታት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ ብመሰረትሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…