Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ እናተካየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ልእክቶ ምርግጋዕን ደገፍን ሶማሊያ ሕብረት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስተር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ካልኦት ሓለፍ ስራሕ ምርካቦም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ኮርስ ሓዱሽ ምልምል ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ኣብ ኩሎም ክፍለ ከተማታት ተጀሚሩ፡፡ እቲ ስልጠና ብኣካል፣ ብንድፊ ሓሳብን ብተግብርን ዝበቕዑ ሓደሽ ኣባላት…

ኢትዮ ቴሌኮምን ቪዛን ተበፃሕነት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፋፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪዛ ኢንክ ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ ሚካኤል በርነር ዘትየን፡፡ ኣብ ዘትኦም ብብርኪ ዓለም ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንስ ሓድሽ ዕድላት ምትሕብባር ክድህስሱ ዝኽእሉ ጉዳያት እዩ…

ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ይግባእ – ወ/ሮ ሎሚ በዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ተሳትፎን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ኮከስ ደቂ ኣንስትዮን ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን፡፡ ኣካላት ፈፀምቲ ስራሕ ኮከስ ተመረፅቲ…

ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ኣብ ምዕዋት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከምኡ እውን ዕድመ…

ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጎሳቖሉን ኣዚዮም ዝተጎድኡን ኣባይቲን ከባቢን ዝርከበላ ዝነበረት ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ከምኡ እውን ናብ ያውንዴን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሩዕ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ምምሕዳር ግዝኣት ካሜሩንን ፕሬዚዳንት ሓጅ ኮሚቴ ፖል ኣታንጋ ንጂን ምስ ልኡኾም ብምዃን…

ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መልህቕ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዳስትሪን ስያልኮት ፓኪስታን ኣብ ዘዳለዎ ቢዝነስ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…

ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሰ ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ኣብ ዝክኣሉሎም ጉዳያት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…