Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና ኮደርስ ይሳተፉ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ ኮደርስ ኢኒሼቲቭ ይሳተፉ ከምዘለው ቢሮ ልምዓት ኤኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እታ ከተማ ገሊፁ፡፡ ቢሮ ሓላፊ ምክትል ቱሉ ጥላሁን (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬት…

ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ክኸውን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣሰራርሓ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መንግስቲ ዝረኽቦም ገንዘብ ናብ ሓደ ትካል ንምእካብ ዘኽእልን ንዝተተለመሉ ግልጋሎት ንክውዕል…

ጃፓን ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፍሪያት ግብርና ንምሕጋዝ ዘኽእል ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)÷ሚኒስቴር ግብርና እቲ ደገፍ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ክትትልን…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኩለ ማዳይ ዝምድናታትን ሰብኣዊ መሰልን እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ኮሊንስ ዘተ ኣሳሊጦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት፥ ምሕዝነት ልምዓት፣ ምትሕብባር ጉዳያት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ  ትካል ማስተር ካርድ ብምትሕብባር ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ባንኪ ዘጀመሮ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ዲጂታል ንምምሕያሽ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡ እቲ…

መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምርቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡…

ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ክእለትን ፍልጠትን ዘርክብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ

ብመሰረት እዚ፦ ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ - ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ - ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ…

ስራሕቲ ምዛር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ሃረር ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ሃረር ፈላማይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ማእኸላይን ትሑትን መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕ ምዛርን ምምሕያሽን ምዝዛሙ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ብሓፈሻ 1 ሺሕን 107 ዓንዲ ዕንፀይቲን ኮንክሪትን፣ 40 ኪሎ…

ፊቼ ጫምባላላ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፊቼ ጫምባላላ ከብሪ ዕርቀ ሰላም፣ ሰላም፣ ሕብረትን ሕውነትን ካብ ምጉልባቱ ብተወሳኺ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንዘበን መለወጢ ፊቼ ጫምባላላ እንቋዕ ኣብፀሐኩም…