Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና 2017 ስራሕቲ በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ዋና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምኡ’ውን ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት…
ኣብ እዋን ቀውዒ ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር ብዘርኢ ተሸፊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ቀውዒ 2017/18 ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኣብ ቀውዒ፣ ሓጋይን ከምኡ እውን ስራሕቲ ልምዓት መስኖ…
ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)።
እቲ በዓል መዚ ምስ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ…
ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ከተማ ሻንቶ ብልዕሊ 208 ሚሊየን ብር…
ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ብምትካል ምብራኽ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሸገር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
እቶም ሚኒስትር፥…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡
ሎሚ ዘበን ብምትካል…
ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕ ተኻይዱ-ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒት ዝፀረየ ኣተሓሳስባን ተግባርን ፖለቲካ ንክሰርፅ ዘኽእል ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ተኻይዱ ኢሎም ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ክብሉ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)።
ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 347 ግልጋሎት ዲጂታላይዝ ብምግባር ቅርታ ክንክዩ ተገይሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 347 ግልጋሎት ዲጂታላይዝ ብምግባር ቅርታ ክንክዩ ተገይሩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
3ይ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ምክያድ ጀሚሩ፡፡…
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሳልሳይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መበል ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ባጀት ዓመት 2017ንን ትልሚ 2018 ዓ.ምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣንፈታት ጠመተ ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ተገሊፁ።
ፀብፃብ…
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብምርመራ ብምሕጋዝ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብመፅናዕትን ምርመራን ብምድጋፍ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፡፡
ሓምሻይ ዓመታዊ ፓርላማ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን "ሓቛፍን ጠንካራን ስርዓት ፓርላማ…