Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም
ዲስ አኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት ባይቶ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቅ በጀት ዓመት 2017…
ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ማእኸል ልምዓት መዓድናት ኣፍሪካ ዘሰናደኦ እቲ ፎረም÷“ራኢ ዓወታት፣ ፈተናታትን ዕድላትን መዓድን ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተካየደ ይርከብ፡፡
ኣብቲ ፎረም ኣባል ሃገራት…
ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ድሕሪ ምዃኑ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ወሲኹ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ካብ ዝኸውን ኣትሒዙ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ…
ግልጋሎት ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ጥዕና ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ካብ ሕብረተሰብ ንዝቐረቡ…
ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ኣብ ምክልኻል ገበን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓውዲታት ምርመራን ምክልኻል ገበንን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም።
ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝተወገኑ ስራሕቲ ሪፎርምን ብሓፈሻ…
ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ብፍፁም ድባብ ሰላም ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ – ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ፣ ብስየ ዝወቀበት መርዓት ውቕብቲ ከተማ ብፍፁም ሰላምዊ ድባብ ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበልዎ÷ ንግስቲ…
ካብ መዓድናት ገይፃ መይፂ ዝርከብ እቶትክብ ንምባል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረዳእታ መዓድናት ገይፃ መይፂ ብምፅናዕንብምዝማንን ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ እቶት ክብ ንምባል ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር መዓድንን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንዱስትሪ መዓድንን÷ቁልፊ ፀገማት መፅናዕትን ዘበናዊ…
ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ንዝርዝር ምርኢት ተመሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 20 ስሩዕ ኣኼባ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ብምምርማር ንዝርዝር ምርኢት ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡
ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)…
ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ኣመራርሓ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ምሁራንን ሰራሕተኛታትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዘተዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡
ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍለን(ዶ/ር) ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ዲናት…
ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ኣኼባኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናካየደ ይርከብ፡፡
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ እቶም ፍሉያት ተወከልቲ ንከይዲ ሰላም ሱዳን…