Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማእኸል ስልጠና ፋና ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽን ኣፍልጦ ኣብ ዝረኸበሎም ሰለስተ ዓውድታት ሞያ ስሩዕ ስልጠና ምሃብ ምጅማሩ ሎሚ ኣብሲሩ፡፡
እቲ ማእኸል ቕድሚ ሕዚ ኣብ ብጋዜጠኝነት፣ ሚዲያ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ስራሕቲ ስልጠናን ምምኻርን ክሰርሕ…
ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ዕብየት ኢኮኖሚ ንካልኦት መርኣያ ምዃን ከምትኽእል ፓኪስታን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዲ/ር) ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ርክብ ወፃኢ ቀዳማይ ሚስትር ፓኪስታን ሰይድ ታሪቅ ፋጢሚ ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም ኣብተን ሃገራት ሰላም፣ ምዕባለን ዘላቂ ልምዓትን ሓበራዊ ሸቶታት ንምስካዕ በዓል…
ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምትእኽኻብ እቶት÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣለሚቱ ኡሞድ ኣብዝተረኸባሉ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፈላማይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር እናተሳለጠ እንትኾን÷ ኣብቲ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ ዝምልከቶም ኣካላት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ስራሕቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ የሳልጥ አሎ፡፡
ተወከልቲ ማሕበረሰብ ወረዳ ምትእኽኻብ ኣጀንዳን ሓፈሻዊ ወኪላትን እቲ ኣኼባ ዘተ ናይ ምምራፅ ስራሕ 1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ምዝዛሙ ይፍለጥ፡፡…
ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርክ ኣደም መሓመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ምስ ዝተዋፈሩ ተወከልቲን ሰብ ሃፍቲን ኩባንያታት ቱርክ ዘትዮም፡፡…
ወታደራዊ ልኡኽ የናይጄሪያ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዋና ሓላፊ ሓበሬታ ምክልኻል ናይጄሪያ ፓርከር ኣንዳያዳይ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።
ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ታዬ ግርማ (ዶ/ር) ነቲ ጉጅለ…
ኦብነግ ሓድነት እቲ ውድብ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ተግባር ፈፂሞም ዝበሎም ኣቦ መንበር ካብ ሓላፍነት ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ናፅነት ግምባር ኦጋዴን (ኦብነግ)ሓድነት እቲ ውድብ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ተግባር ፈፂሞም ንዝበሎም ኣቦ መንበር ኣብዲራህማን ማሃዲ ካብ ሓላፍነት ኣልዒሉ፡፡
ማእኸላይ ኮሚቴ ኦብነግ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ።
እቶም ውልቀ ሰብ ላብ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ወረዳ ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ምዕራፍ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ወረዳ ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ምዕራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ እናካየዶ ዝፀንሐ ቀዳማይ ምዕራፍ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ…
ካብ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ
ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት 1 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ኣኼባ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ገምጊሙ፡፡
ኢትዮጵያ ንዘበናት ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ስብራታት ገጢሞምዋ ነይሮም፡፡ እዞም ስብራታት ብምፅጋን ናብ ምዕባለ ትገብሮ ጉዕዞ እናቀላጠፈት ትርከብ፡፡…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ አሊ ዩሱፍ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላምን ፀፅታን ምዕሳል ኣብ ዘከኣለሎም ጉዳያት ብትኹረት ተመያይጦም፡፡
ብፍላይ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን፣ ደቡብ…