Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማዕርነት ስርዓተ ፆታ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ንክረጋገፅ ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስትር ዴኤታ ሶፊያ ካሳ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ።
ኣብቲ በዓል ተረኺበን መልእኽቲ ዘሕለፋ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወይዘሮ ፍረ ወይኒ ገ/ሄር፥ በብምዕራፉ…
ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ – ቸርነት ሃሪፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ቸርነት ሃሪፎ ቀዋሚ ተወካሊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢጋድ ብምዃን ተሸይሙ።
እቲ ዲፕሎማት መንእሰይ፥ ደብዳበ ሹመቱ ንዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣቕሪቡ።
ኣብ ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ንምድላው ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቅድመ ቀደማይ ጀሚሩ ክሳብ ሻምናይ ክፍሊ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መምርሒ መምህርን መፅሓፍ ተምሃራይን ንምድላው ዘኽእል ዘተ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ህልዊ…
ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ።
ዳይሬክተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዲየር ጀኔራል ሁሉሃገርሽ ደረስ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ምስ ደቂ ተባዕቲዮ ማዕረ ጅግንነተን ኣርእየን…
ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ትካላት ጥዕና ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት ዓውዲ ጥዕና፣ ወለንታዊያንን ሰገናትን ተሳቲፎም።
እቲ ማእኸል፥ ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ብዝበለፀ…
ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊ ኣብ ርኽክብ ስልጣን ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ያበሎ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኬኒያን ኣብ መበል 72 ርኽክብ ስልጣን ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ከተማ ያበሎ ኣትዮም።
እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ያበሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቢሮ ባህልን…
ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነትን ምዕባለ ኢኮኖሚን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ እንቋዕ…
6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ካብ ሰዓት 5፡00 ጀሚሩ ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣካይዱ።
ነዚ ስዒቡ በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣገልግሎት ኤርናቪጌሽን ነቶም ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት…
ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ።
እቲ ስነ ስርዓት፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል፣ ዞባታትን ወረዳታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።
እቲ ዕለት፥ “ስሉጥን ቀፃልነት ዘለዎን ኩለ መዳይ ለውጢ ብተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ይረጋገፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ…