Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያን ስዊድንን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ተመያይጦም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ÷ ኢትዮጵያን ስዊድንን ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡ ኣብ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቶክዮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት እስያ፣ ዓረብን ኣፍሪካን ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷…

ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓዉዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ኣምባሳደር ኣርጀንቲና ኣብ ኢትዮጵያን ኢግናሲዮ ሮካታግሊያታ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስኣይረስ ብብርኪ ሓፂር ፊርማ ዝተዛዘመ ግልጋሎት…

ንጎረባቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ምርካቡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ንዲጂታል ፋና ከምዝገለፅዎ፥ ኣብ ስራሕቲ…

ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ከምዘብል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ሰፋሕቲ ኣገልግሎታት…

ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ፀወታታት ምትእንጋድ ክጅምር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብ ዘደንቕ መዛዘሚ ምዕራፍ ህንፀት ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “እቲ ስታዲየም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ…

ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኢኮኖሚ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኡመር ሁሴን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዮርዳኖስ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ኣምባሳደር ሞሃመድ ኣቡ ዊንዲ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ኣብ…

ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ መንግስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ናብ ብራኸ ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ እናካደ ምዃኑ ኣልዒሎም፡፡ ማእኸል…

ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ምዕባለ ኢትዮጵያዊያን ንምዕዋት ወሳኒ ምኳኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ንምፍላጥ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ሲዳማ ተካይዱ:: ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ማንደፍሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ምምሕያሽ ፖሊሲ ኣድላይነት ብዝምልከት መብርሂ…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮ-ደቡብ ሱዳንን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናካየደ ይርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ውሃብረቢ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፤ ዕላማ እቲ ኣኼባ እተን ሃገራት ዝከተመኦ ፕሮቶኮል…