Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትግራይ  ኣብ እዋን ሓጋይ ኣብ 60 ሺሕ ሄ/ር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ዘበን እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)፥ ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ወርሒ ጥሪ መወዳእታ…

ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ጉባኤ ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ወ/ሮ አይሻ ያህያ፥ መዐደሊ ነዳዲ ዘይተቖራረፀ ኣገልግሎት ንክህባ ንምግዳድ ነዳዲ ኣብ ውሽጢ…

ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ቤተ መፃሕፍቲ ጋምቤላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቤተ መፃሕፍቲ ህዝቢ ጋምቤላ ከህነፅ ኢዩ። ፍሉይ ኣማኻሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብርሃኑ ደጀኔ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ብዝርከብ ኣታዊ…

ኣብ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ዝተረኸቡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጀነራል ነገራ ለሊሳ፥ ኢትዮጵያ ንዓብዪ ህዝቢ ብዝምጥን መገዲ ትህነፅ ኣላ…

ኣብ ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ ንምንካይ ዘኽእል ቴክኖሎጂታት ክተኣታቶ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ ንምንካይን ንህዝቢ ዝውሃብ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ዘኽእል ቴክኖሎጂታት የተኣታትው ከምዘሎ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ  ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ምስ ፓሊስ…

ኣብ ክልል ትግራይ ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል ርእሲ  መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ዓዲግራት ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ  መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መራሒ ሓሳብ ምሰ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…

መሰረተ-ልምዓታት ናይ ምዝዋር ስራሕ ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ብለምዓት ኮሪደር ዝዛወሩ መሰረተ-ልምዓታት ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌከትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ኣብ 14 ከተማታት እቶም መሰረተ ልምዓታት ናይ ምዝዋርን መሊስካ ሀንፀትን ስራሕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን  ወ/ሮ ኣይሻ ያህያ፥ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ንምድንጋግ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳበን ኣቕሪበን። ቃላ…

ፌስቲቫል ባህሊን ኪነ-ጥበብን ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ባህሊን ኪነ-ጥበብን ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ባህላዊን ኪነ-ጥበባዊን ክብሪታት ገዛኢ ተረኻትን…

ኣብ ልዕሊ 84 ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳግም ምዝገባ ንኸካይዱ ፃውዒት ቀሪቡሎም ምዝገባ ኣብ ልዕሊ ዘየካየዱ 84 ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓክ መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ማርታ…