Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣብ ዝረኣዩ ዝነኣዱ ዕድላት ምዕባለ ትብርኽ ኣላ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)380 ሄክታር መሬት ዝሽፍን ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ሸበሌ ንቐፃሊ ናይ ምስፋሕ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ኣፍሊጦም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ምንፃፍ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና- ኣብርሃ ካስትል ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ምንፃፍ መገዲ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና-ኣብርሃ ካስትል መቐለ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ምንፃፍ ኣስፋልት ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ሱር ኮንስትራክሽን ኣይተ ዘንፉ ኣስፋው፥ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቅድሚ 6…
ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም።
ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ምምሕዳር ፓርክ ሓድነትን ምምሕዳር ብሄራዊ…
34 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታው ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንበዓል ልደትን ካልኦት በዓላትን ዝኸውን 34 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታው ጀሚሩ።
ትካል ልምዓት መንግስቲ ብዝኾነ ትካል ልምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ(ኢግልድ)ን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲን ዝዓደግዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ “ብሩህ ጉዕዞ” ብዝብል ስያመ ብደገፍ መንግስቲ ቻይና ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ፣…
ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሮጀክት መሰረተ…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ ዓመት ናብ ጎዴ መፂአ ነይረ፤ ካብኡ ንደሓር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ…
ኣብ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ መዓልታት ምንቅጥቃጥ መሬት ዝረኣየሎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ሓደ ኣብ ዝኾነ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ።
ነዚ ስዒቡ ኣብ ነበርቲ እቲ ከባቢ ጉድኣት ንከይበፅሕ መርብራብ ይግበር ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋቢ…
ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው፥ ምስ ሶማሊያ ዝተኸተመ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ስራሕ ብዝኾነ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሽይጣት ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣድማሱ…