Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ምንጋስ ምርግጋዕ እዚ ቀጣና ብሓባር ንምስራሕ ዘለወን ቁርፀኝነተን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይኛ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቲ ጉጅለ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ውፅኢታዊ ዘተ ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢቢሲ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንክሸጋገር ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን(ኢቢሲ) ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንክሸጋገር ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ  ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ኢቢሲ ታሪክ…

ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ልዕሊ 216 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋረሕ 2017 ዓ.ም ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 216 ሚሊየንን 655 ሺሕን 430 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ነግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣፍሊጡ። ኣብቶም ኣዋርሕ 45 ሺሕን 878 ነጥቢ 51 ቶን…

ኣብ ትግራይ ሎሚ ዘበን ሙሉእ ብሙሉእ ኢንሹራንስ ሕርሻ ንምትእትታው ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድሕን ውሕስና ሕርሻ ንህንፀትን ጥንካረን ሓረስቶት ክልል ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዘራእቲ ኢንሹራንስ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ተዋሂቡ። ሓላፊ ኤንጀሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልምዓት ዕዳጋን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ነጋ ኣሰፋ፥…

ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ-ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ…

ካብ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንዝሓተታ ሃገራት ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንዝሓተታ ሃገራት ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣሸብር ባልቻ (ኢ/ር)፥ ኣብ ሓይሊ ልምዓት፣ ተበፃሕነትን ቀጣናዊ ተረባሕነትን ጠመተ ዝገበረ ስራሕቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መበል 39 ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጋርተር ዓብዪ መራሒ ሃገርን…

50 ሚኢታዊ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብሰብ ሃፍቲ ቻይና ምልምዑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተጀመሩ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት 50 ሚኢታዊ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብሰብ ሃፍቲ ቻይና ምልምዑ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይናን ኤምባሲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጎስጓስ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጎስጓስ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ “ዝሓሸ ኣገልግሎት ሕጉስ ዓሚል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣካቢ ቦርድ ዳይሬክተራትን እቲ ባንኪን ሚኒስትር ገንዘበን ኣሕመድ ሽዴ፣…

ንኣገልግሎት ወሊድ ዝኾና 370 ኣምቡላንሳት ንክልላት ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ንኣገልግሎት ንወሊድን ሃንደበታዊ ሕክምናን ዝኾና 370 ኣምቡላንሳት ንክልላት ኣረኪቡ። ኣብ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ዴኤታታትን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ተረኺቦም። ብመላኩ…