Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ፕሮጀክታት ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ተዓዚቦም፡፡
ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ንሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)ን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ።
ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…
ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ።
እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብመሰረት እዚ ነቲ…
ሚኒስቴር ጥዕና 62 ተሽከርከርቲ ንክልላት ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር 62 ተሸከርከርቲ መጓዓዓዝቲ መድሓኒት ንክልላት ኣረኪቡ፡፡
እተን ተሽከርከርቲ ካብ ግሎባል ፈንድ፣ ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ኣፍሪካ ሲዲሲ)ን ጋቪን ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ተባሂሉ፡፡
ብ6…
ታጂኪስታን ንስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንኢዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚ ልምዓትን ታጂኪስታን ዛቭኪዞዳ ዛቭኪ ኣሚን ተዛቲዮም።
ኣብዘተኦም ድማ ኣምባሳደር ጀማል÷ ኢትዮጵያ ናብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ዕዉት ስግግር ኣመልኪቶም ነቶም…
ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ካጃ ካላስ ኣብ ጆሃንስበርግ ዘቲዮም።
ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን…
ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝጎብነዩዎ ተገሊፁ፡፡
ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ግሩም ግርማ÷ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንህዝቢ ክፍቲ ካብ ዝግር…
ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ሂቡ፡፡
ብመሰረት እዚ፡-
ኣይተ ያደሳ ነጋሳ--------- ኣማኻሪ ጉዳያት ሰላምን ድሕንትን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ
ኣይተ ኦሮሚያ ረቡማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ስርዓት ጥዕና ምድጋፍን ሆስፒታል ደጃዝማች ባልቻ ንምዝማን ዘኽእልን ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባን ሚኒስትር ጥዕና ሩሲያ ሚክሄል ሙራሽኮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
ከልቲኦም…