Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
እንግሊዝ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ዓለባ ንምትእስሳር ፃዕሪ እናገበረት ምዃና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ዓለባ ንምትእስሳር ፃዕሪ እናገበረ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንጌላ ሬይነር ገሊፀን፡፡
እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓተ ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መፍረያይት ሕርሻ ዘደንፍዕ ፖሊሲ ብምትግባር ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ፡፡
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ኣመልኪቱ መግለፂ…
ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ተፀዋዕነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት በጀት…
ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼብኡ ፀብፃብ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ብምምርማር ነቲ ኮሚሽን ናይ 1 ዓመት ተወሳኺ ዘበን ስራሕ ሂቡ።
ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ እቲ ባይቶ ከይዲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…
ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ።
እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዙሓት ኣጋይሽ ዉት ብዝኾነ መገዲ ዘተኣናገደ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ደሚቓ…
ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበን ስራሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም።
እቶም ኣባላት እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንሃገራዊ ዘተ ዝሕግዙ ምትእኽኻብ ኣጀንዳታት ሓዊሱ ብዙሓት ተግባራት ከምዘካየደ ገሊፆም።
ብመሰረት እዚ…
ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ – ሰላማዊት ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣሰናዳእነት ኣብ ዝቐርብ ”ኢትዮጵያ ኢን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ይሰምዕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ይሰምዕ ኣሎ፡፡
ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዝወገኖም ተግባራት…
4ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ድሕንነት መገዲ ኣብ ማራካሽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ድሕንነት መገዲ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
መንግስቲ ሞሮኮ ምስ ትካል ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ አለም ለኸ መድረኽ÷ ዓለም ለኸ መራሕቲ፣ ፖሊሲ መውፃእቲን ሰብ ሞያን ብምትእኽኻብ ኣብ…