Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
4ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ድሕንነት መገዲ ኣብ ማራካሽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ድሕንነት መገዲ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
መንግስቲ ሞሮኮ ምስ ትካል ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ አለም ለኸ መድረኽ÷ ዓለም ለኸ መራሕቲ፣ ፖሊሲ መውፃእቲን ሰብ ሞያን ብምትእኽኻብ ኣብ…
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፥ እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሓኩም!
ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ትግራዎትን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሐኩም።
ሃገርና ዘበናት ዘቊፀረት ገዚፍ ታሪኽን ፅኑዕ ፀረ-ባዕዳዊ ወራር መርገፅ ዝነበራን ዘለዋን ሃገር እያ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት፣ ሃገር ናይ ምምራሕ ዕድል ዝረኸቡ መራሕቲ…
ባንኪ ዓለም ስራሕቲ ዘበናዊ ስርዓት ዝርገሐ ትራፊክ ንምሕጋዝ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባንኪ ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡
ምክትል ፕሬዚዳንት ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ኣብ ዘተአን÷ ኣብ ስራሕቲ ሰብ ተኮር፣…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገና ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ናይ ሸውዓተ ዓመት ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገናን ተተሓሓዝቲ ፅገናታትን ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ኩባንያ 24 ንዝኾና A350 ከምኡ እውን A350-900ን A350-1000 ሞዴል ኤር ባስ አውሮፕላናት ኣገልግሎታት…
መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…
ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ዋና ተደራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ሓዊሱ ኣባላት ኮሚቴ ተደራዳሪ…
ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ዘቲየን።
እተን ዳይሬክተር፥ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹእቲ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ መሊስካ ምልማዕ ምንኣደን እተን ከንቲባ ኣብ…
ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ።
እቲ ቢሮ፥ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ብምክያድ ንመውፃእቲ ፖሊሲ እታዎት ዝኾኑ ሳይንሳዊ መፍትሒታት ከምዘቕርብ እውን ተገሊፁ።…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ኣንጄላ ሬይነር ጋር ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሎሚ ምስ ምክትል…
ጉባኤ እቲ ሕብረት ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብድምቀት እናተኻየደ ፀኒሑ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ፡፡
ከንቲባ…