Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም “ካብ ዝላ ናብ ምዕባለ፤ ዞባዊ ዓቕሚ ምትእስሳር እታወት ኣፍሪካ ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…

ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ጥራሕ ምግባር ዘኽእሉ ቅድመ ምድላዋት ይስርሑ ከምዘለዉ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ምዝዛሙ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ብዓወት ምዝዛሙ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ጥምር ሓይሊ፥ ሰላመን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ…

መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደደጋ ኢትዮጵያ ኢዩ፡፡ እቲ ኣዋጅ በቲ…

ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ምክትል ፕሬዚዳንት ጋምቢያ ሙሃመድ ቢ.ኤስ ጃሎ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንውሚ አዴሲና (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብዱልመጅድ ተቡን፣ ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፓል ካጋሜ፣ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም መሓሙድ ኣባስ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ከምዝሓሰበት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንምክያድ ትልሚ ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም፡፡ ገፖድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፤ ኣኼባ ኮሚቲ መራሕቲ ንብረት…

ማዳጋስካር ምስ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ተሞክሮታት ብምክፋል ብምትሕብባር ከምተሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪታፊካ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ፣ ኣህጉራዊን በዓል ብዙሕ ወገን ሓበራዊ…