Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግሩፕ ኢነርጂ ቻይና ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘኽእሎ ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ዓለም ለኸ ኢነርጂ ቻይና ቺያዎ ሽዩቢን ተዛቲዮም፡፡
ናይ ክልቲኦም ወገናት ዘተ፤ እቲ ትካል ክወፈረሎም ኣብ ዝኽእለሎም መመሓየሺ መመሓላፊ መስመራት ሓይሊን ካብ ዋና መስመር…
እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡
“ዓወታት ልምዓት ንምድጋፍ ኣተሓሳስባ እቶት ዉሽጢ ዓዲ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ…
እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቆላማ ከባታት ምብራቕ…
ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ሜላ ኮሚኒኬሽን ቀዳማይ ሚኒስትር ፍልይ ብዝለ መገዲ ግልፅነትን ተበፃሕነትን ብምሕሳብ ዝተወገነ ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ብፍሉይ ኣረኣእያ ሓሳባት፣ ንስራሕ ተበግሶ ዝፈጥሩ ልምዲታትን ተግባራትን ኣብ ምውሳኽ ዘድሀበ ኢዩ።
ሓል ሓሊፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልላት ዝርከቡ ፀብፃባት ስራሕ ንካልኦት ፍልፍል ንኸለዓዕሉ ብምባል የካፍሉ። ኣብዚ ከይዲ ድማ ልውውጣት ስራሕ ክልላት ጎሊሆም ይረኣዩ፤ ኣብ…
ጎረባብቲ ሃገራት ሓዊሱ ኣብ ግምት ዘእተወ መወገዲ ሓደገኛ ኬሚካላት ናብ ሃገር ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ባዕላ ሓሊፉ ንጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ግምት ዘእተወ መወገዲ ሓደገኛ ኬሚካላት ናብ ሃገር ክክትሃንፅ ምዃና ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡
እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝገለፀኦ፤ ኢትዮጵያ ብመሰረት…
ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚን ምምዕባልን ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ምኽኣሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዳይሬክተር መተሓባበሪ መምርሒ ሪጅናት እቲ ትካል ጋሻው…
ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታት ንከቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡
ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…
ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ትገበሮ ተሳትፎ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ብመሰረት ማዕቐፍ ምትሕብባር ብሪክስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ምድንፋዕን ዝበሉ ረብሓ ሃገራት ንምሕላው ብሓባር…
እስራኤል ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣቭራሃም ንጉሴ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም ወገናት ኢኮኖሚያዊን ዲፕሎማሲያዊን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም፡፡
ካብዚ…
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፅሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም።
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) እቶም ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ሓላፊ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት…