Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ንውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ተጠርጠርቲ ገበን ዘፈፀሙ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ድሕሪ ጉምሩክ ካብ ዝርከብ…
ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ጣሊያን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል፣ ፎረንሲክ ምርመራን ፖሊስ ኮስት ጋርድን ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ኣካይዱ፡፡
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኣብ ቤት ዕዮ…
ኢጋድ ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምትሕበባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንንምርግጋፅ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣…
መስመር ደለልቲ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምብታኽ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደለልቲ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ዝዘርግሑዎ መስመር ንምብታኽ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መደባት ከምዝተኸበረ ኣብቲ…
ልዕሊ 330 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 330 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ካብ 27 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትት ኢዩ 308 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ኣታዊን 23 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር…
ክልል ኣምሓራ ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማለአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ከምዝግበር ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ኣብ ዝተፈላለያ…
ኣብ ትግራይ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2017 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ።
ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተወካሊ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ምዘናን ፈተናን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረጋዊ ዘፈሩ (ዶ/ር)÷ ትምህርቶም ብዝተሳለጠ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
ፖሊስ እታ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንዓመታት ዝተፅዓኖ ኣርዑት ስቓይ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ''ሰላም…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትካላት ንግዲ ክሳብ ምሸት ሰዓት 3፡30 ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትካላት ንግዲ ክሳብ ምሸት 3፡30 ኣገልግሎት ከምዝህቡ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ምንዋሕ ሰዓት ስራሕ ትካላት ንግዲ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብታ ከተማ ዘሎ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም…
ትሩፋት ሌማት ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ንቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሩፋት ሌማት ኣብ ገዛን ብብርኪ ሃገርን ምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምርግጋፅን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2015 ዓ.ም ሃገር…