Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራተጂግ ሸቶታት ኢጋድ ምስ ጠለብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ ዝኸይድ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ሰላምን ፀፅታን ጉዳያት ጠመተ ብምግባር ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ። እቲ ተመክሮ፥ “ዓለም ለኸ መስኖን ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ፍሪያትነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኢያ ኣቕሪባ። ኣብቲ ጉባኤ፥…

ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲሞኮ ሜይሌት ኮኔ  ሩቶ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣቀባብላ…

ቀዳማይቲ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ አሞር ሞትሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙለን። እቲ ጉባኤ ቀፃሊ…

መተግበሪ ፋይዳ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ ማንነት ኣገልግሎት ፋይዳ ጠቕሊሉ ዝሓዘ መተግበሪ ፋይዳ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መተግበሪ ብሞያተኛታት እቲ ትካል ክምዕብል ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ብኣንድሮይድን ኣይ ኦ ኤስን ኦፕሬቲንግ ሲስተማት ሎሚ ንዜጋታት ዕላዊ…

ኣብ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታት ንክዕወቱ ኣባላት ኣወዳድባ በልፅግና ትካላት ፌዴራል ግድኡ ዝለዓለ ኢዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታት ንክዕወቱ ኣባላት ኣወዳድባ ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ግድኡ ዝለዓለ ኢዩ ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ኣወዳድባ ብልፅግና ትካላት ፌዴራልን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣንፈታትን…

ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኡለማታት፣ ኢማማትን ዱኣትን የካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ  ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን…

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ…