Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመረፀት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኢዩ ኢትዮጵያ ኣባል…
መመሓየሺ ፖሊሲ ጥዕና ብምግባር ሕማማት ኣቐዲምካ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ምዕባይ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካተቲ ማእኸል ዝገበረ መመሓየሺ ፖሊሲ ጥዕና ብምግባር ሕማማት ኣቐዲምካ ናይ ምክልኻልን ሓኪምካ ናይ ምድሓንን ዓቕሚ ምዕባይ ከምዝተኽኣለ ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕናን ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም፡፡
ዶ/ር ደረጄ ካልኣይ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሞሮኮን ቱኒዚያን መዘናኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ሞሓመድ ዓሊ ናፍቲ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሩዎ…
ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅዋር ኣፍሪካዊ ሓድነት ምጥንኻር ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)እናጋጠሙ ዝርከቡ ኩለመዳይ ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅር ኣፍሪካዊ ሓድነት ብምጥንኻር ክንቅፅል ኣለና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴቲስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
አብ በመበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዝገበሩ…
ትካላዊ ሪፎርም እቲ ሕብረት መሰረታዊ ለውጢ ብዘምፅእ መልክዑ እናተወገነ ይርከብ – ሙሳ ፋኪ ማህማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ትካላዊ ሪፎርም ሕብረት ኣፍሪካ መሰረታዊ ለውጢ ብዘምፅእ መልክዑ እናተወገነ ከምዝኾነ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ገሊፆም።
መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ኣቦ መንበር ኣብቲ…
ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ከምትኽእል መረጋገፂ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወተት ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ከምትኽእል መረጋገፂ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…
መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት አፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ
ዲስ አኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት አፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
እቲ ኣኼባ "መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንን ዘርኣ-ኣፍሪካውያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት…
ኢትዮጵያን ህንዲን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባንጋሎር ተፈራሪመን፡፡
ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ምክልኻ፣ ኢንዱስትሪታት ምክልኻል፣ ድሕንነት ሳይበርን ተተሓሓዝቲ ኣብ ዝኾኑ…
ኣምባሳደር ብናልፍ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌ.ዲ.ሪ.ኢ ብናልፍ ኣንዱአለም ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ንተጠባባቒ ፕሮቶኮል ሹም ኣቢ ጆንስ ኣቕሪቦም።
እቶም ኣምባሳደ ደብዳበ ሽመት ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን ኣብ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ ሲልቪ ባይፖ ቴሞን ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ…