Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ፡፡ ስለ ዒፍ ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ስራሕቲ ምእካብ ዝራእቲ ብምውዳድ እናተወገነ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ። እቲ ተመክሮ፥ ኮሚሽነራት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ኣብ ቻይና ቤይጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ድሕንነት ህዝቢ ዋና ከተማታት…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…

ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም። ብምናለ ኣየነው

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ጂን ሊኩን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ክህሊ ብዛዕባ…

ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይን ኤክስፐርታይዝ ፍራንስን  ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ፡፡ ብቑዓት ሰብሙያ ብምፍራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሞያ ክዋፈሩ ንምግባርን ሰብኣዊ ልምዓት ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ከምዝኾነ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ፡፡ እቲ ሓይሊ ኣየር "ዝተኸበረት ሃገር ዘይድፈር ሓይሊ ኣየር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 89 በዓል መዓልቲ ምስረታኡ እናኽበረ ይርከብ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብረርቲ፣…

ኣብ ትራንስፖርት ባቡር ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ኣዲስ ኣበባ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝግበር ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ሕዚ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ ሸውዓተ አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሸውዓተ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ 22 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝገብሮ ዝነበረ…