Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ቢሾፍቱ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ንንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱን ኢትዮ ቴሌኮምን ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ቢሾፍቱ ንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምነት ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣለማየሁ ኣሰፋ ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…?
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ።
እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ…
ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ፡፡
ኣብ ሚኒስቴር…
ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ግልጋሎት ንምምላስ ፅገና ተገይሩለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ፖሊስ ጣብያን ቤት ፍርድን ናብ ንቡር ተመሊሰን ግልጋሎት ክህባ ዘኽእል ፅገና ተኻይዱ።
እቲ ሰራሕቲ ፅገና÷ ቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ…
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ እዋናዊ መደባት ሕርሻ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እዋናዊ መደባት ሕርሻ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ቢሮ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝወዘዖ ሓበሬታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕርሻ ቀዳምነት ሂብካ ካብ ክዕመሙ ዝግባኦም ተግባራት ምህርቲ ምእካብን…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ መዘናታቶም ሃገራት ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ወፃኢ ናሚቢያ፣ ጊኒ፣ አንጎላን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ሩሲያ…
ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
መሪሕ ሓሳብ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣይተ…
ኢትዮጵያን ሞሪታንያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ሞሪታኒያ ሞሃመድ ሳሌም ኦድ መርዛውግ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ሓበራዊ ጉዳያትን ተረባሕነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 22 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡና፣…
ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋእን ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ-ሶቺ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ሚኒስትራት ምሕዝነት…