Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ እቲ ኣኼባ፥  ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ካልኦት ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረትን ተረኺቦም። ኣብቲ…

ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ፥ 1 ሺሕን 950 ብቀደማይ ድግሪ 22 ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ(ዶክትሬት) ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ ድምር ተመረቕቲ ተምሃሮ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር)፥ ጎጎድኒ ንጎድኒ እቲ ፎረም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ  ኣብ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም። ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…

ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ክንከውን ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ሃገር ክንከውን ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሕዚ ዝተርኣዩ ዝበረታትዑ ውፅኢታት ክቕፅል ብምግባር ካብ ፅግዕተኝነት ርዳእታ…

ንሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣብ ሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ዝዓለመ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ጎስጓስ ካብ 7 ሕዳር ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ክልላት፣ ትካላት…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓውዲ ምምሕዳርን ኣገልግሎትን መንግስቲ ዝረኣዩ…

ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ መበል 28 ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ። መራሒት ልኡኽ እቲ ኣኼባ ዋና ዳይሬክተር  ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ኣብቲ ኣኼባ ክልቲአን ሃገራት…

ዘተ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዘተ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ሰገን ደቂ ኣንስትዮን…

ኣብ ጉባኤ “ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም” ተሳተፍቲ ዝነበሩ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ እናተሳተፉ ዝነበሩ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…