Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብኽነት ኤሌክትሪክ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ ዘኽእሉ ተግባራት እናወገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብኽነት ሓይሊ ዘጋጥም ቴክኒካዊን ቴክኒካዊ ብዘይኮኑን ምኽንያታት ከምዝኾነ ኣብ ማእኸል ብሄራዊ መቆፃፀሪ ሓይሊ መካየዲ ስራሕ ኣካውንቲንግን…
ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳር ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 11፡30 መመላለሲት ህዝቢ መኪና መስመር ብምስሓት ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት ሲኖ ትራክ መኪና ብምግጫዋ…
ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም( ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ጄቱር ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ መካይን ብምግጥጣም…
መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ዘሎ መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ብምውፋር መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ እዋናዊ ሓበሬታ፥ ኣብ…
ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተሃነፀ ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልል ሶማሌን ዝተሃነፀ እቲ መንደር ንማሕበረሰብ ሰበኽ ሳግም…
ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ክልል ዓፈር ዞባ ገቢ ረሱል ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ።
መምህርን ተመራማሪን ከፍሊ ትምህርቲ ስነ ምድሪ እቲ ዩንቨርስቲ ገዛሀኝ ይረጉ(ፕ/ር) ንፋና ሚዲያ…
ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሃገርና…
ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣብ ዝረኣዩ ዝነኣዱ ዕድላት ምዕባለ ትብርኽ ኣላ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)380 ሄክታር መሬት ዝሽፍን ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ሸበሌ ንቐፃሊ ናይ ምስፋሕ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ኣፍሊጦም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ምንፃፍ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና- ኣብርሃ ካስትል ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ምንፃፍ መገዲ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና-ኣብርሃ ካስትል መቐለ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ምንፃፍ ኣስፋልት ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ሱር ኮንስትራክሽን ኣይተ ዘንፉ ኣስፋው፥ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቅድሚ 6…