Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ተኻኢሉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተኻየደ ምትእትታው መመሓየሺ…

ኣብ 2016 ዓ.ም 8.1 ዕብየት ከምዝተመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት መብርሂ ይህቡ ኣለዉ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን…

ኣብ 2017 ዓ.ም ብኹሎም ዓውዲታት ጭቡጥ ለውጢ እነመዝግበሉ ዓመት ክኸውን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረብዎ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የድምፅ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ድጋፍ ሞሽን የድምፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረብዎ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ የድምፅ ኣሎ። ዝርዝር እቲ ሞሽን ልዝብ ተገይሩሉ ንኽፀድቕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛ ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበረሎም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛን ሚዛናዊን ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓን ሰብ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሽንግተን እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤምኤፍ)ን ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብመሰረት ሓበራዊ መርሃ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ቡሩንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ጉባኤ መራሕቲ ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ንምስታፍ ናብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መልቾይር እንዳዳዬ…

ኢትዮጵያ ብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ብብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት ከምዘመዝገበት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕረዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ…

ኢትዮጵያ ናበ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን ትጓዓዝ ኣላ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ብምጥቃም ኢትዮጵያ ናብ ሙሉ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን እናተጓዓዘት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ 9ይ ኮሚሽን ስታትስቲክስ ኣፍሪካ “ኣፍሪካዊ ፈጠራ ኣብ ልምዓት ስታቲስቲክስ ምልማዕ”…