Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዘለዉዎ ብምዃን ሓይሊ ንምግዛእ ዘኽእል ስማርት ቆፃሪ እናተገጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጠቀምቲ ቅድመ ክፍሊት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ብምዃንሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ዘኽእሎም ነባር ቆፀርቲ ብኤስ ቲ ኤስ ስማርት ሜትር እናቐየረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ክሳብ ሕዚ ኣብ ኮንዶሚኒየም ባልደራስን ኣብ…
ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተጀመረ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡
ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ም/ኮሚሽነር ጄነራል መላኩ ፋንታ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም…
ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መከፋፈሊ ጣቢያ በዓል 500 ኪሎ ቮልት ሆለታ ካብ ግድብ ህዳሴ ዝፈልፈለ ሓይሊ ብግቡእ እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ እቲ ጣቢያ ኣይተ ጥላሁን ኣዘዘው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሕድሕዶም 750 ሜጋ…
ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ-ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር…
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ-ኣይተ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋርን ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም።
እቲ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንምርግጋፅን ንግዲ ሰደድን…
ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ንክውርስ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ክነውርስ ኢና ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)÷ ፓርቲ…
ዝካየዱ መፅናዕትታትን ምርምራትን ፀገም ማሕበረሰብ ዝቐርፉ ክኾኑ ይግባእ-ዩንቨርስቲ ኣክሱም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መድረኽ ዘተ መበል ዓስራይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲ የካይድ ኣሎ።
ምክትል ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብርሃም ነጋሽ(ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ነፍስ ወከፍ እነካይዶም ምርምራትን መፅናዕትታትን…
ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝትግብሮ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት…
380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣባል ፈፀጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር እቶትን ኣይናኣለም ንጉሴ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዝነበረ ኣፈፃፅማ እቶት ዝጠመተ ኣብ ዝሃብኡ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሰላምን ምምሕዳር ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ ሰላም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ፥ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ እታ ከተማ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ብፍቅርተ ከበደ