Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሶማሊያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ዓሊ ሞሃመድ ኦማር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ምምሕያሽን ኣብ ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን5 ምሁራን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን5 ምሁራን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ዶ/ር ኣለማየሁ ተ/ማሪያም……. ብስፔሻል ኒድስ ኤጁኬሽን ዶ/ር ኣስራት ወርቁ ……………. ብጂኦቴክኒክስ ኢንጂነሪንግ ዶ/ር…

ኢትዮጵያ ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዝወፅአ መግለፂ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ዶሎ ኣብ ዝተብሃለ ከተማ ብዝተፈጠረ ኣጋጣሚ ንሓይሊታት ኢትዮጵያ ምኽሳሱ ንኢትዮጵያ ከምዘቖጠዐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ እቲ ናይ ሕሶት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ጄኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ኣብዱላሂ ሞሃመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ክልቲኦም…

ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ደኒ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት አትገብሮ ደገፍን ዓቕሚን ክብ ንምባል ዘኽአል ኣዋጅ መጣየሺን ምምሕዳርን ፍሉይ ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝዓረቐ መሬት መሊስካ ናብ ረብሓ መውዓሊን ፀዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ÷ ረቂቕ ኣዋጅ ፍሉይ መጣየሺን መመሓደሪን ፈንድ ሓምለዋይ ኣሰርን ዳግመ ልምዓት ዝዓረቐ መሬትን መርሚሩ ከምዘፅቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ንጎሆ ኣኼብኡ ከምዝጀመረ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ…

ኣብ ከባቢ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ጎቦ ፈንታሌ ጥቓ መተሃራ ንዝረቱ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ሴስሞሎጂ ትካል ጂኦ ፊዚክስ ህዋ ሳይንስን ኣስትሮኖሚን ኣታላይ…

ልኡኽ ሶማሊያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሶማሊያ ዓሊ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ዕላዊ ዑድት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ምሽት ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ዝገብሮ ዑደት ብዋናነት ኣብ ቀረባ…

ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ። ኣብቲ ሆስፒታል ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ከምዘሎ ዝገለፁ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ተሓከምቲ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዘሎ ሕፅረት ንልዑል ኢኮኖሚያዊ…