Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ኣንጎት ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይጢ ሽጉጥ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡
ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ እቲ ጥይት መበገሲኡ ከተማ ጎንደር ብምግባር ናብ ወልድያ-ደሴ እናተጓዓዘት ኣብ…
ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ዝግበር ኳዕቲ ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ኣቢሉ ዝግበር ኳዕቲ ዓሞቕቲን ማእኸለዎትን ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊን ዳይሬክተር ቀረብ መስኖን ቢሮ…
ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ዝተጀመረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ስምምዕነት ብምፍፃ ሰላም ንኸዓስል ቆራፅነቶም ንዘርአዩ ኣመራርሓ ሰራዊት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝውውር ሽምን ንብረት ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝርከባ ዝተመረፃ ወረዳታት ንስራሕቲ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ተባሂሉ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝውውር ሽምን ንብረትን ተኣጊዱ።
ኤጄንሲምዝገባን ሓሬታን ትሕዝቶ መሬት እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል…
ናብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ማእኸል ኣፍሪካዊያንን ዲፕሎማቲክ ዓለምን፣ ኣርማ ሀብረ ብሄራዊነት…
ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም።
ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…
ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…
550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…
ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።
ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…
መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
“ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…