Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም. ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም.(STEELY RMI P.L.C) ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፋብሪካ ዘበናዊ…

ኤኢትሬድ ግሩፕ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ኤሌክትሮኒክስ ኣፍሪካ(ኤኢትሬድ ግሩፕ) ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…

ፕሮጀክት መገዲ ኣብራሃ ካስትል – ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መቐለ 90 ሚኢታዊ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብትካል ሱር ኮንስትራክሸን ዝህነፅ ዘሎ ካብ ኣብራሃ ካስትል - ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ መገዲ ኣስፋልት ብዝሓሸ ፅሬትን ቅልጣፍን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ እቲ ፕሮጀከት ኢንጅነር ማሓሪ ገዙ፥ እቲ ዝህነፅ…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈሳሲ ብዝውገደሉ ጉድጓድ ውሽጢ ንውሽጢ ብምጉዓዝ 500 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዳብ ሰሪቖም ዝተባህሉ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ገበን ዘፈፀሙ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ድሕሪ ጉምሩክ ካብ ዝርከብ…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ጣሊያን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል፣ ፎረንሲክ ምርመራን ፖሊስ ኮስት ጋርድን ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኣብ ቤት ዕዮ…

ኢጋድ ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምትሕበባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንንምርግጋፅ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣…

መስመር ደለልቲ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምብታኽ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደለልቲ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ዝዘርግሑዎ መስመር ንምብታኽ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መደባት ከምዝተኸበረ ኣብቲ…

ልዕሊ 330 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 330 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትት ኢዩ 308 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ኣታዊን 23 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር…

ክልል ኣምሓራ ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማለአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ከምዝግበር ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ዝተፈላለያ…