Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣስፋልት፥ ሱር ኮንስትራክሽን ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ብመሰረት ዝኣሰሮ ዉዕል ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ 12 ታሕሳስ ጀሚሩ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሃይማኖት ንሳም ሓድነትን ምክብባርን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል…

ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ሕውነትን ሓበራዊ ምክብባርን ብምድራኽ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን  ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተንታኒ ዓለም ለኸ ጉዳያት፣ ኣማኻሪ መራኸብቲ ሓፋሽን ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካን መኪ ኤልሞግራቢ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣኽሱም ኣብ ዝጓዓዝ ተሽከርካሪ ውሽጣዊ ክፍሊ እቲ ወርቂ ብምሕባእ ንምሕላፍ እንትፍትኑ ኣባላት ፖሊስ…

ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ልምዓትን ሰላምን ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። በቶም ሚኒስትር ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት ሕብረት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ዋዕላ ደኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሕንጣሎ "ደኒ ተዘይሃልዩ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን" ብዝብል ሓሳብ ህዝባዊ ዋዕላ ደኒ ኣካይዱ ። ወረዳ  31 ሄክታር ብናይ መንግስቲ ደኒ ዝተኸለለ እንትኸወን፥ ሕብረተሰብ ኣብ ደኒ ዘለዎ ኣራኣእያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ እቶም…

ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ካልኦት ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ካልኦት ዶብ ዘለል ገበናትን ሓበሬታ ብምልውዋጥ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኢንስፔክተር…

ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ “ኣዳም ፋውንዴሽን” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ "ኣዳም ፋውንዴሽን" ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣዳም ፋውንዴሽን ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝተመጣጠነ ምግቢ ተበፃሒ ብምግባር ኣብ ኣፍሪካ ድኽዳኸ ንምግታእ ዕላማ ዝተሓንገጠ ኢዩ።…