Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ተሰይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን መበል 19 ሞተራይዝድ ሻለቃ ናይ ግዳጅ ቀጣና ዝኾነ ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ስያመ ንክፅዋዕ ወሲኑ።
ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሰላምን ምርግጋዕን ታንቡር…
ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ-ኣይተ ኦርዲን በድሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ ምስ ኣመራርሓ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብመንፅር ዓለም ለኸ ሕጊ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ልዑል ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን እትርከብ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ወደብ ከምዘይብላ ይፍለጥ።
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን እቲ ሓደ ናይቲ ካሊእ ሉእላውነት፣ ነፃነትን ናይ ግዝኣት ሓድነትን ከምኡውን ብመሰረት ደንቢታት…
ሚኒስቴር ሰላምን ዩኒሴፍን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን ኣብ ምክልኻል ጎንፂነ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ተወካሊ ምስ ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)…
ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ሓድጊን መፅናዕቲን ምክልኻል ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ።
ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ብርጋዲየር ጄኔራል ደሳለኝ ደቼ÷ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወታደራዊ ሓድጊ፣ ባህሊን ታሪኽን ከምዘለዋ…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ።
ኣብቲ ዞባ ዝተፈላለያ ወረዳታት እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ንዝቐረበ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብ ናብ ካምፕ ኣብ ምእታው ከምዘለዉ ኣብ…
ሚኒስትራት ኣብ ከተማ ሰመራ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ይርከቡ።
ኣብ ዑደተኦም ድማ ኣብታ ከተማ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ተዘዋዊሮም…
1ይ ዙር ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 9 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2017 ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1ይ ዙር ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምኡ እውን ምዝገባ ኦን ላይን ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብዚ ወርሒ ከም ዝካየድ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኤጀንሲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ…
ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራታት ካብ ምስዓብ ወፃእ ዘላቒ ሰላም ኣየምፅእን – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራታት ካብ ምስዓብ ወፃእ ዘላቒ ሰላም ኣየምፅእን ክብሉ ምሁራን ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ገሊፆም።
እቶም ምሁራን ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ከምዝተፈተነ…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም።
ኣይተ ሽመልስ፥ ዞባ ባሌ ኣብ ግብርና፣ ቱሪዝምን ካልኦት ዓውዲታትን ሰፊሕ ዓቕሚ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ኢሎም።
ስለዝኾነ ካብ ልሙድ…