Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ  ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ  ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ገይሩ። ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝሳተፈሉን ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝርከቡሉ እቲ በዓል 25 መስከረም 2017 ዓ.ም…

ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም ፍሉይ ቦታ መዳበ ዝርከብ ማእኸል ሙሩፅ ዘርኢ፥ ሰሊጥ ፣ ኣዳጉራ፣ ባምያ፣ ሱፍን ሓዊሱ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ…

ን5 ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሓሙሽተ ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎትን ተበፃሕነትን ሸርፊ ወፃኢ ንምስፋሕን ሸርፊ ወፃኢ ዝርከበሉ ዕድል ንምስፋሕን ኣብ ስራሕ ካብ ዘለዉ ባንኪታት ብተወሳኺ ምስ…

ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝደልዩ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ዜጋታት ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዝተወለዐ ቅልውላው ምኽንያት ኢትዮጵያውያን ጉድኣት ከይበፅሖም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ንምግባር ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቆንስል ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ሊባኖስ ብዘጋጠመ ኲናት…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕን 300 ተምሃሮ ተቐቢሉ ንምምሃር ከምዝተሰናደአ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዓመት 5 ሺሕን 300 ተምሃሮ ቅድመ ስሩዕ ተምሃሮ ብምቕባል ንምምሃር ከምዝተሰናደአ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ጄሎ ኡመር (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። መእተዊ ነጥቢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣመዝጊቦም ብመንግስቲ ሙሉእ ወፃኢ…

ባንኪ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ባንክ ኢትዮጵያ ኣብ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን ትገብሮ ከይዲ ብፋይናንስን ቴክኒክን ከምዝድግፍ ኣረጋጊፁ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኢትዮጵያ ኣባል…

ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ሓገዝ ክግር ኢየ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንተተኣናግዶ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ውድብሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣብ…

ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባን ካብኔኦምን ተዛቲዩ። ኣባል ጉጀለ ልኡኽን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ኣይተ…

ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ ብሉፃት ሓሙሽተ ትካላት ፖሊስ ሓደ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኣብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ ብሉፃት ሓሙሽተ ትካላት ፖሊስ ሓደ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ብምርካብ ድሉውነት ሎጂስቲክስ እቲ ትካል…

ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ከምዝርከብ ኣርኢዩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ምዃኑ ከምዘርአየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኣኪቡ ኣካል መመሓየሺ…