Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ “ዮዮ ጊፋታ” ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ በዓል "ዮዮ ጊፋታ" ኣብ ኣብ ስታዲየም ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ምድለዋት እናተኸበረ ውዒሉ።
“ጊፋታ” ህዝቢ ወላይታ ኣረጊት ዘበን ኣፋኒዩ ሓዱሽ ዓመት ዝቕበለሉን ተረሓሒቖም ዝፀንሑ ዘመድ ኣዝማድ ተራኺቦም ብፍቕሪ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣል ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲ መርአዪ ኢዮም ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም፡፡
ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይቕፅል ኣሎ።…
በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ÷ እቶም በዓላት ባህላዊን መንፈሳዊን ክብቲታቶም ሓሊዮም ብዘይ…
ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትሕብባር ምርምር ኣፍሪካ ን1 ዓመት ንኽትመርሕ ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትሕብባር ምርምር ኣፍሪካ (ኤኤፍኣርኤ) ንሓደ ዓመት ንኽትመርሕ ተሓሪያ።
ኤኤፍኣርኤ ሃገራት ኣፍሪካ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒውክሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1990 ዝመስረተኦ እንትኸውን÷ ኣብዚ ሕዚ…
ውሕመ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ።
መበል 25 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰላም "ባህሊ ሰላም ምድንፋዕ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ሰላም፣ ውሕመ፣…
ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምቱ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝኾነ ንብረት ብምስራቕ ዝተጠረጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
3 መስከረም 2017 ዓ.ም ለይቲ ሰዓት 10፡30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 5 ኣብ ህንፀት ዝርከብ ኣዳምስ…
ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጅ ኣቶሚክ ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲን ካልኦት ዓውዲታትን እናወገነቶም ንትርከብ ተግባራት ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ኣብ ኦስትሪያ-ቬና ኣብ ዝተኻየደ መበል 68 ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ…
ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝም ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕነት ዝተመሰረተ ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝምን ዝተጠናኸረ ሕገ መንግስቲን ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ማእኸል ኣስተምህሮ ሕገ መንግስቲን ፌዴራሊዝምን ፌዴሪኢ ምስ ኣነ,ቢያተ ምኽሪ ክልላት ብምትሕብባር…
ብሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ እንተይተጀመሩ ዝፀንሑ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክጅመሩ ኢዮም – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ንኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ብትልሚ ተታሒዞም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ንምጅማር እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዳይሬክተር ዘፈር መምርሒ ክትትልን ቁፅፅርን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ሻምፒዮን ቱሪዝም ኢጋድ ብምዃን ተሓሪዮም።
ቤት ፅሕፈት ኢጋድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ…