Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢፌዴሪ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።
እቲ ባይቶ ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ ኣብ መልእኽቲ÷ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 2016…
ኣዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ብርሃን ተምሃሮ ተቐቢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ኣዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ብርሃን ተምሃሮ ተቐቢሉ፡፡
እቲ ቤት ትምህርቲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ገበርቲ ሓገዝ ተሃኒፁ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተረከበ ይፍለጥ።
ኣብቲ…
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ዕዉት ስራሕ ምውጋኑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ተግባራት ብዕዉት ኩነታት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ “እቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብሓፈሻ ንሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ”…
መግለፂ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
እንኳዕ ን2017 በዓል መለወጢ ዘበን በዓል እንቁጣጣሽ ኣብፀሐኩም
ዘበን ዕድል ኢዩ፡፡ ንዘበን ምጥቃም ግን ውፅኢት ስራሕ ኢዩ፡፡ ዘበን ፈጣሪ ንኹልና ብማዕረ ሂቡና ኢዩ፡፡ ኣፈላላይ ዝፍጠር ብዘበን ብምስራሕን ብዘይምስራሕን ኢዩ፡፡ ኣብ ታሪኽና እንኾርዐሎም ምዕራፋት ኣለዉ፡፡ ኣብ ውሽጢ ህይወትና…
ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተማሃራይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃራይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ዝኾነ ዮናስ ንጉሰ ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምምፃእ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ፡፡
ብተመሳሳሊ ተማሪት ሄለን በርሀ ካብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ – ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ኮይኖም ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ ክብሉ መካዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር) ገሊፆም።
እቲ ፕሮጀክት ፈተናታት ሓሊፉ ኣብ ምዝዛም ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ዝገፁ ክፍሌ…
ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ይቅርታ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ንዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብሓዱሽ ዓመት ይቅርታ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ምስ ዝነበረ ጎንፂ ተተሓሒዙ ሓደ ሓደ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃቦም…
ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ኣቕሓ ከምዝሓዘ ኢዩ ገሊፁ ዘሎ፡፡…
ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ብምርካብ ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ኣዲስ…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ማእዲ ኣካፊለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ኣካፊለን፡፡
እተን ቀዳማዊት እመቤት በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፤ በርጠሚዎስ ክርስቲያናዊ ማሕበር ሓገዝ ንዝገብረሎም 150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ዘካፈላ፡፡