Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝብና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እትመስል ዓምዩቕ ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር ንሓገዝ ኢድና እንዝርገሐሉ እዋን ይእኽለና ኢልና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ ክብሉ ብመዓርክ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል…

ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቻይና ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ምትሕብባር 10 ዓውዲታት ዕላዊ ምግባራ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እዚኣቶም፥ ዓውዲ ንግዲ፣ ኢንዱስትሪ፣…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ሰፊሕ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎርም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሎ ኩነታት ኣመልኪተን መብርሂ…

መዓልቲታት ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን መዓልቲታት ጳጉሜን ድሮ ሓዱሽ ዓመት ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን ስያመን ብድምቀት ንምኽባር ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ…

ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ብኣሰናዳአነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ኢያ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዘስንዑ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሓሳባት ፓን ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም፡፡ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝተገበረ ዘተ÷ እቶም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝገበሩዎ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይኑ እውን ቅልጡፍ ዕቤት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይኑ እውን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዕቤት ከምዘመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ልዑል ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቶም ሚኒስትር…

ዝተገበሩ ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝገበረቶም ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ኣገንዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷…