Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ልዕሊ 28 ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መላእ ካፋላት ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ። እቲ ስልጠና÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያታት ቦይንግን ቲንክ ያንግን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢፌዲሪ ሳህለወርቅ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱል ካማራን (ዶ/ር) ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ እቶም ተወካሊ ኣብ 7 ዓመታት ፃንሒቶም ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ልዑል ሓገዝ ምስጋና…

ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ከምዝተገበረ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ጉዮ ዋሪዮ ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ ብይቕሬታ ካብ ሞንጎ ዝተፈትሑ እተን 247 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተዛሪቦም፡፡…

ኣብዚ እዋን ክረምቲ 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ለሚዑ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ከምዝለምዐ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ዝራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢት ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኤጀንሲ መረጋገፂ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም 114 ሺሕን 600 ተምሃሮ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ከምዝወሰዱ…

ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ብሉፅ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ መት ተባሂሎም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ ኣሜሪካ ፑርዱ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ገቢሳ ኤጀታን (ፕ/ር) ኣብ ዝወገኑዎ ስራሕቲ ምርምር ሕርሻ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ ዓመት ብምግባር መሪፁዎም፡፡ ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዘካየዱዎ ምርምር “ሃይብሪድ”…

እቲ ኮሚሽን ፅባሕ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝጅምሮ ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ስራሕ ዝጠመተ መግለፂ ሂቡ።

ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ሃገር ካብ ውሑድ ጀሚራ ንዝዓበየ ሸቶ እናርሐት ከምዝኾነት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃገር ካብ ውሑድ ጀሚራ ንዝዓበየ ሸቶ እናርሐት ከምዝኾነት ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልል ሶማሌ ዞን ሸቤሌ ወረዳ ቤር ኣኖ ብመሰኖ…

ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 6 ውልቀ ሰባት 14 መዓልቲ መፃዪ ምርመራ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትፍዲ ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 6 ውልቀ ሰባት 14 መዓልቲ መፃዪ ምርመራ ተፈቒዱ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ መጋባእያ ልደታ እዋን ቆፀሮ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ መዝገብ…

ህንፀት ዓቕሚ ኣፈፃፅማ ብምጥንኻር ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንክዕወት ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕርነትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ህዝብታት ምርግጋፅ ዘኽአል ህንፀት ዓቕሚ ኣፈፃፅማ ብምጥንኻር ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንክዕወት ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኮሚቴ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ…