Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን።
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 16 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን መድረኽ ኣፍልጦን “ፅቡቕ ንዝገበሩልና ነመስግን፤…
ስታዲየም ባህርዳር ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት ምትእንጋድ ብዘኽእል መገዲ ይህነፅ ኣሎ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ባህርዳር ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት ምትእንጋድ ብዘኽእል መገዲ ይህነፅ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…
መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ በሪ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ…
በጀት ዓመት 2017 ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።
ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎኡ÷ ኣብ በጀት 2017…
ፓኪስታን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፓኪስታን ናብ ኣፍሪካ መእተዊ ምስ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን እታ ሃገር ኣረጋጊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን…
ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይራ።
ኣብ መምርሒ ስብከተ ወንጌልን ሃዋሪያዊ ልኡኽቶን እታ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሽከርካሪት እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
እቲ ቤንዚን ዝተትሓዘ ንፖሊስ ፌዴራል ዝበፅሐ ሓበሬታ ስዒቡ ብዝተገበረ ክትትል ኣብ ኬላ ዙሪያ ኣዲስ ኣበባ ብመምርሒ…
እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ ኢሎም።
ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ እዚ ብምዃን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ብምምርማር ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን÷ ኣቲ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመፈፀሚ ቀዳማይ ዘላቒ ልምዓትን ኩለመዳይ ፖሊሲ ዕቤት ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ…