Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ን20 ሺሕ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 20 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ንመሃብ ከምዝተሰናደአ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብቲ ሆስፒታል ብምርካብ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ አሰር…

መርሃ ግብሪ ምስጋና ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣገልግሎት ወለንታ እናሃቡ ንዝነበሩ ዶብ ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ፡፡ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ 80 ወልታውያን መናእሰይ ን20 መዓልቲታት ዝፀንሕ ኣብ 11 ክልላትን…

ሕብረት ኣውሮፓ ንመመሓየሺ ኢኮኖሚን ሓምለዋይ ስግግርን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅነቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንመመሓየሺ ኢኮኖሚን ሓምለዋይ ስግግርን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅነቱ ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘላቂ ፋይናንስ ሕብረት ኣውሮፓ ኣንቲ ካርሁነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ ንኽገብራ ብትኹረት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትርጉም ዘለዎ ተሳትፎ ንኽገብራ ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ድምፂ ጥምረት ንደቂ ኣንስትዮ÷ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብኣሽሓት ንዝቑፀራ ደቂ ኣንስትዮ ስልጠና…

ኣብ ዞባ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ምላሽ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣባላት መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ዞባ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ምላሽ ዘድሀበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ዘተ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ቤት ምኽሪ ስግኣት ሓደጋ…

ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም። ካብ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን እቲ ባንኪ ብውልቆም እናገበሩዎ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ጋምቤላ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2016 እቲ ክልል፣ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወረዳ ገዜ ጎፋ 45 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግገመት ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወረዳ ገዜ ጎፋ 45 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግገመት ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ከምዝለኣኸ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ…

መሰረተ ልምዓታ እታ ከተማ ብግቡእ ንምሕላው ዘኽእል መመሓየሺ ደንቢ ምኽባር ሕጊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ካብ ጥፍኣት ንምሕለው ዘኽእል መመሓየሺ ደንቢ ምኽባር ሕጊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ፡፡ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢን ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ኣዲስ ኣበባ እቲ መመሓየሺ…